ጥዋፍ (ስም)


    ምዓላ


    ሎሚ ምሸት፡ ንግዳያት ንምዝካር ስነ ስርዓት ምብራህ ጥዋፍ ብደረጃ ወረዳ ኣብ እንዳ ስላሰ ኣፅቢ ክካየድ እዩ እውን ይብል ዝተረኸበሉ
    ቀደም'የ ቐደም 5 ካህናት ማሾን ጥዋፍን ሒዞም ኣትዮምስ ብድሕሪኡ ኣይተመለሱን ዝተረኸበሉ
    ንዝተክኽ ፈትሊ ጥዋፍውን ኣየጥፍእን እዩ ዝተረኸበሉ
    እቲ ብጥዋፍን ሽምዓታትን ዝተሰነየ ናይ ጸሎትን ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ብሓዘን ዝተዋሕጠ ነይሩ ኢሉ ኣብ'ቲ ቦታ ዝተረኽበ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ፈርዲናንድ ኦሞንዲ ዝተረኸበሉ
    ከም በዓል ሃይለ ገብረስላሰ ኾነ ደራርቱ ቱሉ ዘኣመሰሉ ብዓለምለኻዊ ዉድድራት ፍለጡ ኣትሌታት፡ ምሩጽ ይፍጠር ጥዋፍ ኣብሪሁ መገዲ ከም ዝመርሖም ይምስክሩ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት

ተመዝገብ/ቢ

ኣብ እዚ ብ ምምዝጋብ፥ ሓደሽቲ ቃላት፥ ብሂላት ወ ምስላታት ብ ኢመይል ይበጽሐካ/ኪ