መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ጫት (ስም noun)
ምዓላ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ
ጫት
ሕጊ ንምውጻእ ኣብ ዝተኣከበሉ እዋን ምኽረ ሓሳብ ዘቕረቡ፡ ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እቲ ክልለ ኣቶ ልዑል ዮውሃን፡ እንታይ ኣብ ግምት ብምእታው'ዩ ናብዚ ስጉምቲ ተበጺሑ ክብል ቢቢሲ ሓቲቱዎም
ዝተረኸበሉ
ካብዚ ብምብጋስ፡
ጫት
መፍረያይነት ዜጋታት ይንኪ፣ ቤተሰባዊ ዝምድናን ርክባትን ድማ የዛብዕ ብዝብል ሓሳብ፡ ኣብዚ ሰሙን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ዙርያ
ጫት
ሐሕጊ ንምውጻእ ዘኽእሎ ረቒቕ ኣዋጅ ኣጽዲቑ'ዩ
ዝተረኸበሉ
ተምሃሮ ኣብ ንእስነት ዕድሚኦም ካብ ስድራኦም ተፈልዮም ናብ ዩኒቨርሲቲ ምእታዎም ብቐረባ ዝምዕዶም ስለዘይረኽቡ ብመሓዙቶም ድፍኢት ናብ ዓቐን ዝሓለፎ መስተ፣
ጫት
ን ሽጋራን ይኣትዉ
ዝተረኸበሉ
'ኣብ ሓባራዊ ወሰናት ክልላት ኦሮምያን ኢትዮ-ሶማሌን ዝካየድ ንግዲ ኮንትሮባንድ
ጫት
ን ዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላር ኣሜሪካን ተጋዲዱ መልክዕ ግጭት ብሄር ሒዙ’ሎ
ዝተረኸበሉ
ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዳይሬክተር መተሓባበሪ ኩለ-መዳያዊ ምላሽ ኣይተ ክፍሌ ምትኩ ከምዝበልዎ እንዳ
ጫት
፣ ሺሻን ኣገልግሎት ማሳጅ ዝወሃበሎም ገዛውትን ኣብ ምዝርጋሕ'ቲ ቫይረስ ብፅሒት ኣለዎም
ዝተረኸበሉ
በዚ መንጽር ከረኣዩ እንከለዉ፡ እቶም ኣብ ትሕቲ እንግሊዝ ዝነበሩ ደቂ ጎልድ ኮስት (ጋና)፡ ወዛላት፡ ዓጭዓ
ጫት
ን ኣብ ስራሕ ከትተኣማመነሎም ዘይትኽእልን ሰባት ከም ዝኾኑ'ዩ ዝዝረብ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት