Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አጣየረ
ዮሳብ
ሐርዋግ
የበጸ
ኬጥእም
ለዋ
ዊፃ
ከማኒም
ፈጠረ
ጸዋዒ
ፈልኬንዶሳዊ
ጻዕዳ
ፈልኬንዶስ
ሌዎዶቂያ
አበአልክዖ
ሕጒላዊ
ብርግያ
ዶል
አረመ
መኑፍ
ጽብው
ፍትሎ
ፈሀቀ
መጽብእት
New sayings
1.
ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣፅንዕ
2.
ሃበኒ ህበይ ይገብር፡ ከኢይብሉኒ ሰብነት የዕብር
3.
ተኸዲኑ ዝይመጽእ፡ ተቐሊዑ ይብላዕ
4.
ዝበልዐ ስያ የብላዕልዖ
5.
ሃብታም ብ ገንዘቡ፥ ድኻ ብጥበቡ፡ ይቀራረቡ
6.
ለምን ዝበሎ ለቘትኡ፡ ፅዓን ዝበሎ ኰረሽኡ
7.
ጠሪጣስያ እንተትሓንከልካ
8.
ኣብ እቲ ዘኢነበሮ ባርጦባርጦ፡ መሊሱ በረድ ሃቈጦ
9.
ሓልው ዝበሉዎ ኣይየጥፍእ፡ ኣፀብቕ ዝበሉዎ ኣይየኽፍእ
10.
ሳላ ሓምሊ ዝሓለፈ ፀገም፡ እንታይ የዅርዐካ ስገም
11.
ዋሕለልና ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና
12.
ተሓጓማይ ያ እንተሎ ስ ተሓዛይ ይጠርጥ