Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ሐግት
መጽዕል
ንጐሴ
በሶር
ኪዮኪሉ
በርናባስ
ኤዎስጣቴዎስ
አጤሰ
ኵልኵል
አፍራሲ
ማሪና
አንትያ
ተፃረፈ
ቀታት
ፈልኬንዶሳዊ
ጽዕብ
ለሮስ
ዐከጠ
ጽብአት
ደነን
ፀመወ
አስተጻደለ
ሴሎም
ተጣበቀ
New sayings
1.
ሓቢሮም ዝተፀምዱ፡ ሓቢሮም ይፍትሑ
2.
ምስ ተሽወመ ዝዀርዕ፡ ስዓሩኒ ኢሉ ክይጠርዕ
3.
ካብ ሰብ ዝይደልይ፡ ከም ሳእኒ ይበልይ
4.
ላሕምኻ፡ ሒሕ ትበለልካ እሞ፡ ደም ትተሓለብ
5.
ሰብ ብ ያታ፡ እኽሊ ብ ገበታ
6.
ሃበኒ ህበይ ይገብር፡ ከኢይብሉኒ ሰብነት የዕብር
7.
ተበሊዑስ ተጐሲዑ
8.
ሕማቕ ጐበዝ ተቓፃፂ፡ ሕማቕ ስዋ መፃፂ
9.
ኣቦይ ቀሺ ዝበልዑዎ እነኢታይ የጒሰዐኦ
10.
ኣፍንጫ እንትይውቃዕ፡ ዓይኒ ይነብዕ
11.
ነገር ኣብ ምጅማሩ፡ እኽሊ ኣብ ምዅማሩ
12.
ሕሱም ሓሞ ሸዊት ሓጋይ ይእዝዝ