Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ፈሀቀ
ድርሙስ
ታኦድራስ
ፍንው
ጳሲካ
ፈኀቀ
ንያ
ጥሪት
ፈላሻ
አርሳንዮስ
መንጦላዕት
መዓልቃ
አስተአራቢ
ጸሪቅ
ፈርዶናጥስ
ቴዎዳዳ
ሳንቲ
ኡቲኮስ
ፈጽሐ
ማኤጌላኅ
ጸብር
አስቀልጵያኖስ
ሰርዴስ
ምፍጻም
New sayings
1.
ሕማቕ ጐበዝ ተቓፃፂ፡ ሕማቕ ስዋ መፃፂ
2.
ስረኻ፡ ኣውፃእያ ብ ርእስኻ
3.
ልግሲ ኣመል፡ መልክዕ ሰረት
4.
ድሕሪ ደርሆ ነቆ የለን ለይቲ ድሕሪ ደብረ ታቦር ነሓሰ ዕለት 13
5.
ስኣን ሳእኖኣ ያ ዝቐጠነት ቀጣን ስ፡ ኣነ ቐጣን መዓንጣ በለት
6.
ዝኣረገ ሹም ገባር ይኸስሶ፡ ዝኣረገ ዝብኢ ኣድጊ ይልሕሶ
7.
መን ኣሎ ዘኢይደሊ ናይ ዓለም፡ መንከ ኣሎ ዘኢይገብር ቃለ ዓለም
8.
ዋሕለልና ዝብላ ይመፃ መጎጎ ይልምፃ
9.
ዝበልዐ፡ መንዐ
10.
ሃልኪ ዘረባ የትፍእ፡ ሃልኪ ነዊት ይደፍእ
11.
ናይ ስጋ መወዳእታ ዓጽሚ፡ ናይ ነገር መወዳእታ ፈጽሚ
12.
ዘየብላ ያ እነኻ ስ ካብ እምኒ ትፀንዕ