ፀውዐ

ግስ noun
ንሕና ንፀውውዕ - - ንፀውዐክካ ንፀውዐክኪ ንፀውዐክኩም ንፀውዐክክን ንፀውዖ ንፀውዓ ንፀውዖም ንፀውዐን
Derived Nouns and Adjectives

ፅዋዓት፥ መፃውዕታት፥ መፅውዒት፥ ፅዉዕ፥ መፅውዕታት፥ መፀዋዕታ፥ መፃውዒ፥ ፅዉዓት፥ ምፅዋዕ፥ ፅውዕቲ፥ ፀዋዕቲ፥ መፃውዒት፥ መፅውዒ፥ መፃውዕቲ፥ ፅዋዕ፥ ፀዋዒ፥ ፀዋዒት

Contextual Use

ሓዱሽ ፓርቲ ንምፍጣረ ኣብ ዝተፀውዐ ጉባኤ ተኣከብቲ ካብዘውፅእዎ ምግለፂ ከምዝተገለፀ ኮንግረስ ህዝቢ ኦሮሞን ፌደራላዊ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ኦሮሞን ብውልቂ ብምቅላስ ዝተወሰነ ውፅኢት እንተመዝገቡ እውን ዝቃለስሉ ንዘለው ህዝቢ ዝደልዮ ውፅኢት ንምምፃእ ስለዘይክኣሉ እዞም ውድባት ናይ ህዝቦም ቓልሲ ኣብ ሸቱኡ ንምብፃሕ ብሓባር ንምቅላስ ሓድነት ብምፍጣር ሓደ ናይ ፖለቲካ ፓርቲ መስሪትና ኣለና ይብል ዝተረኸበሉ
ናይ ኢትዮጵያ ጠቕላሊ ፈደራል ቤት ፍርዲ 16 ሰነ 2010 ዓ.ም ንቀዳማይ ሚንሰተር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተፀውዐ ናይ መስቀል ኣደባባይ ሰልፊ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ፈፂሞም ብዝብል ተጠርጢሮም ዝተትሓዙ ሰባት ክሲ ክምስረቶም ትፅቢት እንተተገብረ እውን መርማሪ ፖሊስ በቲ መጥቓዕቲ ካብዝተጎድኡ ናይ 40 ሰባት ቃል ጥራሕ ሒዙ ብምቕራቡ ንካልእ መዓልቲ ተመሓላሊፉ ዝተረኸበሉ
ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ብመንግስቲ ኣብ ዝተፀውዐ ኣኼባ ዝተሳተፉ መናእሰይ ዝግባእ ማዕልታዊ ኣበል ክኸፈሉ ብዘቕረቡዎ ሕቶ ምኽንያት ብዝተፈጥረ ምስሕሓብ መናእሰይ ተኣሲሮም ከምዝተፈትሑን ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ሓደ መንእሰይ ከቢድ መውቃዕቲ ከምዝፈፀመን ማህረምቲ ዝወረዶ ሰብ ገሊፁ ዝተረኸበሉ
ምኽትል ኣቦ መንበርን ሓላፊ ህዝባዊ ርክብን እቲ ፓርቲ ኣቶ ሙላቱ ገመቹ ሎሚ ኣብዝተፀውዐ ጋዜጣዊ መግለፂ ድሕነትን ሰላምን ዜጋታት ኣብ ሕቶ ኣትዩ ስለዘሎን መንግስቲ መፍትሒ ክህብ ስለዝይኸኣለን ኣማራጺ የድሊ እዩ ኢሎም ዝተረኸበሉ
"ብድሕሪኡ 'ናበይ ትወስዱኒ ኣለኹም' ኢለ ምስሓተትክዎም 'ኣብዚ ዝፍረም ወረቐት ኣሎ'ሞ ምስፈረምካ ናብቲ ዝደለኻዮ ቦታ ክነብፅሓካ' ኢሎምኒ" ዝብል ቢንያም፡ ካብታ ትኸይድ ዝነበረት መኪና ዘሊሉ ብምውራድ ብኣውያት ሰባት ንኸድሕንዎ ከምዝፀውዐ ይዛረብ ዝተረኸበሉ
ሕቡራት ሃገራት መንግስቲ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ሓይሊ ከይጥቀም እንተፀውዐ እውን ወሃቢ ቃል መንግስቲ ጆርጅ ቻራምባ ግን ፀቢብ ረብሓ ዘለዎም ወገናት ህውከት እናፈጠሩ መንግስቲ ደው ኢሉ ኣይሪኦምን እዩ ክብሉ ንመንግስታዊ መራኸቢ ማዕኸን ገሊፆም ዝተረኸበሉ