Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ጢጤ
ፈያት
ጠነየ
ሰቂኖን
ሰርዴን
አውርዮን
ቀንጠፋ
ማርተኛ
አረመ
ጠበጠበ
ቴዎናስ
ልጠት
ቀርጽ
ኦርና
ጸለለ
ፓሳ
ሰምርቦ
ተኀጕለት
መርትያኖስ
ጸፍጸፈ
ጸመታ
ጌዎን
እንስት
ግብጻዊ
New sayings
1.
ከም ቀደም ይመስለክን፡ ውሕጅ ይወስደክን
2.
ጥፋእ ዝበሎ ሰብ ነገር የፍልጦ ፤ ጥፉእ ዝበሎ ለቘታ ጨው ይቕመጦ
3.
ጭጕራፍ ስ ያ፡ ባዕላ ወቒዓ ተእውይ
4.
ሓለቓ ዘየብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘየብሉ ንህቢ
5.
ሰብኣይ ክልተ፡ ይበልዕ ኣሎ እናበሉዎ ምወተ
6.
ብላዕ እንተ ዝይብለኒ፡ ከም ኣቦይ ምቘማመጠኒ [በለ ወድድዉይ]
7.
ምስ ወዲ ሰላሳ ኣይትጕየ፡ ምስ ወድ ስሳ ኣይትምከር
8.
ሰለስተ ጊዜ ለክዕ፡ ሓደ ጊዜ ቅደድ
9.
ጠይቕ ክትፈልጥ ፤ ህደም ክተምልጥ
10.
ሰማይ ሰማይ ስ ይትረፍክን: መሬት ይባርኸልክን
11.
ሓርሽ ኣይይውጋእኻ፡ ጐባይ ኣይይልሓስካ
12.
ብልዒ ሓላፊ፡ ስም ተራፊ