Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ጾበ
ንህቀ
ምንሐል
ንሲስ
ተለሐቅ
ናግራን
መቍንት
ባሕረ፡ ሳፍ
ደስክ
አብጥልማ
ጸዋዒ
ዘይና
ጽህቀ
ሳሕላዊ
መጠይር
ፃና
ፍጽምና
ተሰለመ
ጥዉቅ
መትሕ
ፈድፋድ
ፊከትም
ጽርሕ
ሰከተ
New sayings
1.
ሓቢሮም ዝተፀምዱ፡ ሓቢሮም ይፍትሑ
2.
ልግሲ ኣመል፡ መልክዕ ሰረት
3.
ተዅላ ከም ኣንበሳ ክትንቍው፡ ተሰንጢቓ ምወተት
4.
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን፡ ድሙኻ እኳ ተምፅአልካ ተመን
5.
ሬሳ ብ ምንታይ ከበደ? ሓሳቡ አብ ልዕሊ ሰብ አውዲቑ
6.
ናይ ስጋ መወዳእታ ዓጽሚ፡ ናይ ነገር መወዳእታ ፈጽሚ
7.
ልቢ ጐበዝ ኣብ ደረቱ፡ ሓይሊ ሓርማዝ ኣን ንጎቱ
8.
ነቓፅያ መርዓትስ ተዃሒላ ኣይትድንግፅ
9.
ታሪኽ ምስ ቀዳመዎትን ዳሕረዎትን የራኽብ
10.
ል ኣንጭዋ ፃዕረ ሞታ፡ ል ድሙ ፅዋታ
11.
ዘየብላ ያ እነኻ ስ ካብ እምኒ ትፀንዕ
12.
ምወት ኣቡኡ ዝፈትው የለን፡ ገንዘብ ኣቡኡ ዝፀልእ የለን