Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ሰውሳን
ምጽሐል
ፊልያስ
አልዋ
ፀመደ
ፍርሰት
በርኪስስ
ሞጢን
መጥበቢ
አፍለሰ
ሰዊርያኖስ
ሲራስ
ድማትዮስ
ጼአ
ደናስዮስ
ማቄፊም
ዘብዴዎስ
ፃ
አጽብአ
በርሀየ
ራፍ
ቀውስጦስ
ሰጥብ
ካራን
New sayings
1.
መንገዲ ጥዕናኻ፡ ዓመት ክይዳ
2.
ለባም ያ እንተ ፈከረ ስ፡ ዓሻ ነፍሲ ይቐትል
3.
ወዲ ሓርበኛ ይወግእ፡ ወዲ ኣረጊት የውግዕ
4.
ካብ ያ ጣፍ ዝውሃቦ ስ፡ ኣፍ ዝውሃቦ
5.
ሕማቕ ጐበዝ ተቓፃፂ፡ ሕማቕ ስዋ መፃፂ
6.
ሓፂን ል ሓፂን ይበላልሕ፡ ጐራሕ ል ጐራሕ ይጐራራሕ
7.
ሕፍረት መርዓት መብራህቲ ክሳብ ዝይጠፍእ፡ ሕፍረት ጥንሲ ክሳብ ዝይደፍእ
8.
ህበይ ምስ ሓለፈ፡ መደራጕሕ
9.
ነጊፋ ነጊፋ ትኸይድ ተደጊፋ
10.
ዝኣረገ ሹም ገባር ይኸስሶ፡ ዝኣረገ ዝብኢ ኣድጊ ይልሕሶ
11.
ፀማም ኣይትፀውዕ፡ ደድሕሪ ህበይ ኣይትቐውዕ
12.
መን ኣሎ ዘኢይደሊ ናይ ዓለም፡ መንከ ኣሎ ዘኢይገብር ቃለ ዓለም