Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ፀራዒት
ጸፍጸፈ
አቅላዲስ
ኤልያ
ጠቢብ
አጽበተ
ፈርዶናጥስ
ጸይሕ
እዳ
ጰውቂና
አጽሀቀ
ጸለወ
አውሬ
ፍልጠት
ፈዐወ
ኤርጋሄ
ቋስያ
ጌግራ
አሮንጦስ
ጽልሕው
ጥሉቅ
ጸዐዳ
ቈላሶን
ጸለምት
New sayings
1.
ሳላ ሓምሊ ዝሓለፈ ፀገም፡ እንታይ የዅርዐካ ስገም
2.
ሓንካስ ብዕራይ፡ ወዳኢ ሕዛእቲ
3.
ሓሞኻ ተቐራቢ፡ ገዛኻ ነጣቢ ኣይይዅንካ
4.
ጭንቍርባዕ ስ ያ ክንዲ ብዕራይ ክትኰን፡ ተነፊሓ ምወተት
5.
ሰማይ አይይሕረስ፡ ወላዲ አይይኽሰስ
6.
ሃብታም እዩ እንተ በሉኻ ትኸብር፡ ድኻ እዩ እንተ በሉኻ ትሓስር
7.
ሃዳኒት ያ ከልብ ስ፡ ድኻምን ትርፋ፥ ጨጕርን ኣብ ኣፋ
8.
ለመፀ ኢልካ ዶ ተመን ትቕነት
9.
ምዒድካን ኣይልብን፡ ፋሕፊሕኻን ኣይስንን
10.
ዝሓበራ ኣፃብዕቲ፡ አርቃይ የፀምብዓ
11.
ህልኽ ስ ያ ድኻ ይገብር
12.
ተመርዖያ እንተበሉዎስ ክዓርኽ እየ በለ