Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ድማክን
ኤልማስ
አብቅራጥ
ብናሴ
ተጠዋቀየ
ጽዕብ
ፃፁት
ጸይሕ
አቤሴሎም
ጠርዝቤጤር
ላስታ
ጠብለለ
ጺአት
ጌዱድ
ጽንሓሔ
ዲዮስኩሪ
ጠዋይ
ናብሎስ
ፈለግ
መሠደ
ሄኖክ
ሳኑሲ
ሜልዮስ
ፍዩም
New sayings
1.
ተመርዖያ እንተበሉዎስ ክዓርኽ እየ በለ
2.
ሓምሊ ምስ ኣጅቦ፡ ባርያ ምስ መውስቦ፡ አይነበረን ብ ዓንተቦ
3.
ሓጋዚታ ያ ዝርአየት ባርያ ስ፡ መዲዳ ትሓብእ
4.
ሰብ ብ ያታ፡ እኽሊ ብ ገበታ
5.
ሳዕስዕ እሞ ስራሕኻ ኣይትረስዕ
6.
ለባም ተወከስ፡ ባላ ተመርኰስ
7.
መልክዐኛ ኣበረኛ
8.
ብላዕ ዝበሰለ፡ ተናገር ዝመሰለ
9.
ሓወቦ አይይዀን ክንድ ኣቦ፡ ሓፍትነ ኣይትዀን ክንድ እነ
10.
ምንም እንተ ተፋቐርካ: ሓደ ኣይይዀንን መቓብርካ
11.
ህርፋን ጸባ ዘለዎ፡ ጓጒድ ማይ ወድአ
12.
ህልኽ ስ ያ ድኻ ይገብር