Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ሥልቅ
ሰርዴስ
ቈላስይስ
አጣዐወ
ጸፍጸፍ
ግርማ፡ አስፋ
ሶርያዊ
ትሔ
ጸቢብ
ተፈለሰ
ጦፌል
መጽመሜ
ቃዴስም
ቄርዋን
ተፈድየ
ተፈይተ
ጽቍንቌን
ባቢሎን
ንስጥሮስ
መጽደቂ
ጸለለ
ፍትው
ጠብዐ
አጥባዊት
New sayings
1.
ታሪኽ ምስ ቀዳመዎትን ዳሕረዎትን የራኽብ
2.
ዓለም ትሽዓተ፡ ዘኢትመልእ ዓሰርተ
3.
ትንዕ ዝበለካ: ዳርጋ ዝወቕዐካ
4.
ለሚን እንተ ዘኢበሊዕኻዮ ዕንጕለ፡ ቋንቋ እንተ ዘኢፈልጥካዮ ፅላለ
5.
ተመርኰስ ዘንግኻ ተኣንገብ ዋልታኻ
6.
ሕማቕ ጐበዝ ተቓፃፂ፡ ሕማቕ ስዋ መፃፂ
7.
ከም ቀደም ይመስለክን፡ ውሕጅ ይወስደክን
8.
ነገር ዘኢፀገበ ጓል ዋጣ/ሓሜን ይሕፀይ
9.
ሃካይ ስ ያ፡ ሰማይ ግራቱ
10.
ናይ ስጋ መወዳእታ ዓጽሚ፡ ናይ ነገር መወዳእታ ፈጽሚ
11.
ሓደ ዓመት ብ ወዝ፡ ሓደ ዓመት ብ ደመወዝ
12.
ኣብ ርእሲ ሕፈስ: ሰሙን ፅግዕ