Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ፈላሻ
ብሑራ
አጸንሕሐ
ጥብሰት
ኤዶማዊ
አርክላዎስ
ጸሎት
ፈልፈለ
ክስራ
ጥንፍሕ
ሰዊርያኖስ
ቆጵሮስ
ጽርኅ
ብናጥስ
ለውለወ
መጠይቅ
ከለበ
ጵላጦን
ፈንቀለ
ኮስሞስ
ደማሊስ
ጠፋኢ
እንድያ
መፍትሒ
New sayings
1.
ሓዱሽ ፍቕሪ መወድኢ እኽሊ፡ ሓዱሽ እኽሊ መዐደጊ ኵሕሊ
2.
ዝሓበራ ኣፃብዕቲ፡ አርቃይ የፀምብዓ
3.
ብ ዘኢኣቡን ክህነት፡ ብ ዘኢንጉስ ሽይመት
4.
ህሩፍ ስ ያ፡ መንገዲ ዕዳጋ ይፀብቦ
5.
ዓረቑያ እንተረኣዩዎስ ቅንጣብ ጨርቂ ይልምኑዎ
6.
ለባም ያ እንተ ፈከረ ስ፡ ዓሻ ነፍሲ ይቐትል
7.
መጭ ኢልካ ኣይበቕልን፡ አብልዕኒ ኢልካ አይሰበይትን
8.
ሓውን ዒልቦን፡ ማዕዶ ል ማዕዶ
9.
ከም ቀደም ይመስለክን፡ ውሕጅ ይወስደክን
10.
ሰለስተ ጊዜ ለክዕ፡ ሓደ ጊዜ ቅደድ
11.
ሳላ ሓምሊ ዝሓለፈ ፀገም፡ እንታይ የዅርዐካ ስገም
12.
ተዅላ ከም ኣንበሳ ክትንቍው፡ ተሰንጢቓ ምወተት