Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ተጸወነ
ፕንዋመጦን
ሮምያ
አጸንሕሐ
አጰንገለ
ጵጳሴ
ሔዋ
ተፈጸመ
እንድርያስ
ፀረፈ
ቃህራ
ኢዮብ
ጦቢያ
ፈያታዊ
ባሕያራ
ፊንቂን
ምፍያት
ዲዮስቆሮስ
ዮሐንስ
ደሀመ
ዛራማ
ሄርማ
ፈካሪ
ኈድራ
New sayings
1.
ረጒድ በትሪ፡ እንተ ዘኢወቕዑሉ፡ የፈራርሑሉ
2.
ፅንፅያ ካብ ብዕረ ብመዓር ምሓዙ ይቐልል
3.
ማንቲለስያ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬታ
4.
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን፡ ድሙኻ እኳ ተምፅአልካ ተመን
5.
ሽምየትን ቍመትን፡ ተመንይኻ ኣይይርከቡን
6.
ሰለስተ ጊዜ ለክዕ፡ ሓደ ጊዜ ቅደድ
7.
ተዛረበለይ ኣይ ከምኣፍካን፤ኣዀልሰኒ ኣይከምኢድካን
8.
ዋሕለልና ዝብላ ይመፃ መጎጎ ይልምፃ
9.
ነገር ብ ወቐሳ፡ በደል ብ ኻሕሳ እየን ዝዳቐሳ
10.
ኣነ ገዝኣ እሰርሐላ፡ ንሳ ሳዕረይ ተንድደለይ
11.
መለበም ያ ኣይይግበርካ፡ መለበምን ከ ኣይይኽላእኻ
12.
ወይ ተፋቲኻ ተስሓሓቕ፡ ወይ ተፃሊእኻ ተርሓሓቕ