Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ዘሕተን
ሐፃንያስ
ፆገ
ዣን፡ መንገሣ
ጽቱም
ሳዶር
ሰዴሞት
ታኦፊሎስ
መቅዶንዮስ
ተፋለጠ
ጸለጠ
አስሞን
ጵርቅሎስ
ሰብላንዮስ
በስልድዮስ
መጣብቅ
አኪሬ
ይታማር
ሰበራት
ሰራብሄል
ጸናሒ
ፈለወ
ፒሉፓዴር
ሐኒ
New sayings
1.
ነቓፅያ መርዓትስ ተዃሒላ ኣይትድንግፅ
2.
ሰብ ሓላፊ፡ ግብሩ ተራፊ።
3.
ሞጎጎ ድኻ፡ ኣብ ምርሳኑ ይጠፍእ
4.
ብ ስምዒ ዝተጣበቐ ስኒ፡ ሓየኽካሉ ኣይየድቅቕ፥ ስሒቕካሉ ኣይየድምቕ
5.
ድኻ ስ: ሳዕስዕ እምበር መን ተቘፀ ኢሉካ
6.
ዝብኢ ከዪንብሎ ገረመ ፤ ኣንበሳ ከዪንብሎ ሓንከሰ
7.
ፍቕራ ዘኢወድአት ሰበይቲ፡ ብ ሓሞኣ ትሽምገል
8.
ሃንቀላ እንተ በዝሑ፡ መኽደን ላጋ ኣይይኸፍቱ
9.
ዝኣረገ ገረወይናይ መጕሓፊ፡ ዝኣረገ ሰፍኢ መግፈፊ
10.
ቈልዓ ስ ያ ይጐዪይ እምበር፡ አይይቕድምን
11.
ደፋር ያ ብ ሓዊ ስ፡ ቈራይ ስሙ
12.
ልቢ ጐበዝ ኣብ ደረቱ፡ ሓይሊ ሓርማዝ ኣን ንጎቱ