Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አጽዐደ
መጽዓን
ናባጥ
አስተፀመረ
ተርሙይስ
ቤዴቅ
ጸሎት
ሻሪም
መንዝል
ጸለሎ
እሌኒ
ለውለወ
ሰገራት
አክሚም
ሜመየ
ጸናሒ
ደክሉባ
ጫን
ጽሕዩይ
አርቃዴዎስ
እለስክንድሮስ
ወከረ
መጽልም
ጸናፊ
New sayings
1.
ለመፀ ኢልካ ዶ ተመን ትቕነት
2.
ለባም ተወከስ፡ ባላ ተመርኰስ
3.
ዋሕለልና ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና
4.
ሕፍረት መርዓት መብራህቲ ክሳብ ዝይጠፍእ፡ ሕፍረት ጥንሲ ክሳብ ዝይደፍእ
5.
ልቢ ማዕዳ፡ ተመሊሳ ል ዓዳ
6.
ሓቢሮም ዝተፀምዱ፡ ሓቢሮም ይፍትሑ
7.
ደፋር ያ ብ ሓዊ ስ፡ ቈራይ ስሙ
8.
ሓርሽ ኣይይውጋእኻ፡ ጐባይ ኣይይልሓስካ
9.
ሓወቦ አይይዀን ክንድ ኣቦ፡ ሓፍትነ ኣይትዀን ክንድ እነ
10.
ሃዳኒት ያ ከልብ ስ፡ ድኻምን ትርፋ፥ ጨጕርን ኣብ ኣፋ
11.
ባዕላ ወሊዳቶ አይመሰለን፡ ባዕላ ሰንኪታቶ አይበሰለን
12.
ሃልኪ ዘረባ የትፍእ፡ ሃልኪ ነዊት ይደፍእ