Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
መሊጦን
ባሕቀወ
ፈ
ቆድዩ
ኤዌዎን
ሜቴዳስ
ተፍኅረ
ገርሳኒ
ጸብኀ
አጽዐነ
አንጠልጠለ
አንገቤናይ
አብጥልማኮስ
ማቄፊም
ጋህርት
ጽላሌ
ጸልዐ
ረይዳን
በፀርዋገት
ወደሳ
አጻመወ
ጽቱም
ቍርያቍ
ቱና
New sayings
1.
ብ ሓቂ ምፅእ፡ ብ አፍ ደገ ውፃእ
2.
ኣቦይ ቀሺ ዝበልዑዎ እነኢታይ የጒሰዐኦ
3.
ውሂቡ ብኢዱ፡ ተመሊሱ ለመነ ካብ ወዱ
4.
ካብ ሰብ ዝይደልይ፡ ከም ሳእኒ ይበልይ
5.
ነገር ብ ወቐሳ፡ በደል ብ ኻሕሳ እየን ዝዳቐሳ
6.
ሰራሕ ገንኢ፡ ምስራሕ ሞጎጎ ይኣብዮ
7.
ሳላ ሓምሊ ዝሓለፈ ፀገም፡ እንታይ የዅርዐካ ስገም
8.
ሽምየትን ቍመትን፡ ተመንይኻ ኣይይርከቡን
9.
ሓወቦ አይይዀን ክንድ ኣቦ፡ ሓፍትነ ኣይትዀን ክንድ እነ
10.
ላሕሚ ስያ፡ ባዕል ሕድራ ይብህጋ
11.
ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ይብል ቀብጠርጠር
12.
ሓደ ጊዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ጊዜ ምሕሳብ