Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ሀምበላይ
ጠራው
ፀር
ብናጦስ
ባሪ
ጤፌጣ
አጽፉር
ፍርሀት
ተባይስ
ፀመደ
አጢቆስ
መቅነት
ጠፋኢ
ሕጒላዊ
ውርጋር
ጦቀ
ከርሚን
ፅንሰት
ጸገወ
አፅምአ
ድኁድ
ሮማይስጥ
መርቄሎስ
ጋህርት
New sayings
1.
መን ይንገር? ዝውዓለ፤ መን የርድእ? ዝቐበረ
2.
ውሂብካ ኣይትኽላእ፡ ፈቲውካ ኣይትፅላእ
3.
ለካቲት እንተዘይነጐደ ምድረ ሰማይ ምተኣየደ
4.
ሰለስተ ጊዜ ለክዕ፡ ሓደ ጊዜ ቅደድ
5.
ፅንፅያ ካብ ብዕረ ብመዓር ምሓዙ ይቐልል
6.
ሓደ ክይርእየካ ኣይትብላዕ፡ ብዙሓት ክይርእዩኻ ብላዕ
7.
ሓሙስ ፅገቦ፡ ኣሽንኳይ ሰብ ስ ዒፍ እኳ ትፀግቦ
8.
ሬሳ ብ ምንታይ ከበደ? ሓሳቡ አብ ልዕሊ ሰብ አውዲቑ
9.
ተበሊዑስ ተጐሲዑ
10.
ሃዋኼን እናበሉ ይሽየሙዎ፡ መን ኣመኖ እናበሉ ይልእኹዎ
11.
ትንዕ ዝበለካ: ዳርጋ ዝወቕዐካ
12.
ድኽነት ዝመፅኦ፡ ማእሲ ይለምፆ