Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ቱና
ሙናሕ
ሆሴዕ
አስዩጣዊ
ፍልጠት
ፃሕስ
ፅፍሕ
ጸዓሪ
በብኑዳ
ጸሪቅ
ፈያት
መፈውሲ
ሎጥ
ጠሊሳን
ጾማዕት
አጎበር
ነቅሎን
ደምብያ
ስዝን
ጸዐረ
ጣሕር
ሰርዓዳ
ሌወወ
ፋጸየ
New sayings
1.
ልቢ ሰበይቲ ክንዲ መርፍእ፡ ንሳ እኳ ስ እንተ ስዓምካያ ትጠፍእ
2.
ሓዱሽ ፍቕሪ መወድኢ እኽሊ፡ ሓዱሽ እኽሊ መዐደጊ ኵሕሊ
3.
ዝንዓቕካዮ የጥንስ
4.
ልቢ ማዕዳ፡ ተመሊሳ ል ዓዳ
5.
ፅንፅያ ካብ ብዕረ ብመዓር ምሓዙ ይቐልል
6.
ሓደ ምስክር የርትዕ፡ ሕማቕ ዳይና የውቅዕ
7.
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን፡ ድሙኻ እኳ ተምፅአልካ ተመን
8.
ብ ዘኢኣፍካ ሓቢ፡ ብ ዘኢኢድካ ሓዊ፤ እቲ አይይመርር፡ እቲ ኣይየሕርር
9.
ሕማቕ ማሕረስ፡ መነደሪ ተሓግ
10.
ሓምሊ ምስ ኣጅቦ፡ ባርያ ምስ መውስቦ፡ አይነበረን ብ ዓንተቦ
11.
ለሚዳ ስ ያ፡ ቀሚዳ
12.
ሓማዪ፡ ተሕማዪ፤ ዕቡይ፡ ተገማዪ