Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አፍራቅያ
አውላጦን
ይባሶ
ዱማድዮስ
መላዚ
አርማቴም
ኖኅ
ፍሕቆ
ማሴው
ትውንያ
ሩት
ኤስድሮስ
ጽጋይ
ጥያቄ
ፈድሴ
ዖዝያስ
ጎልያን
አጥባዊት
ሰዕኔ
ዓላ
ፈዳይ
ፈሓቂ
ኬብሮን
ርብቃ
New sayings
1.
ናዩ ዝይበልዕ ዕዳ የብሉ፡ ዝመሰሎ ዝይዛረብ ነውሪ የብሉ
2.
ቀውዒ ስሒታ፡ ክረምቲ ናብ ሸመታ
3.
ሓዊ፡ ሕደው ኣንዲድካ ምሟቝ፡ ሕደው ኣጥፊእካ ምርሓቕ
4.
ደፋር ያ ብ ሓዊ ስ፡ ቈራይ ስሙ
5.
እንተኢፀገቡ ኣይይዘልሉ፡ እንተኢዘለሉ ኣይይስንከሉ
6.
ጠይቕ ክትፈልጥ ፤ ህደም ክተምልጥ
7.
ቈልዓ ስ ያ ይጐዪይ እምበር፡ አይይቕድምን
8.
ልቓሕ ሰኑይ፡ ሰሉስ
9.
ኣድግስያ ግብራ ርእዩ ቀርኒ ከለኣ
10.
ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ ይፈኵስ
11.
ሓምሊ ምስ ኣጅቦ፡ ባርያ ምስ መውስቦ፡ አይነበረን ብ ዓንተቦ
12.
ካብ ረኺብካ ስእነት፥ ከቢርካ ውርደት፡ ይሰውረና