Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አናሲማ
አጽለለ
ተፃረረ
መጽብብ
ጠባይዕ
አጣዐወ
የንዝእ
ወጥለዘ
ፉጻይ
አስዩጥ
ጻድቅ
ቆድዩ
አቅ
መሐኰ
ጽጉብ
ተሰፋዊ
ወቅሪስ
ጾረ
መጥዐዪ
ተጠስየ
ስብስትያኖስ
ሩጻፋ
ፈሰሰ
ተጳጰሰ
New sayings
1.
ናዩ ዝይበልዕ ዕዳ የብሉ፡ ዝመሰሎ ዝይዛረብ ነውሪ የብሉ
2.
ብ ዘኢኣቡን ክህነት፡ ብ ዘኢንጉስ ሽይመት
3.
ምስ ወዲ ሰላሳ ኣይትጕየ፡ ምስ ወድ ስሳ ኣይትምከር
4.
ሞጎጎ ድኻ፡ ኣብ ምርሳኑ ይጠፍእ
5.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
6.
ሓፂን ል ሓፂን ይበላልሕ፡ ጐራሕ ል ጐራሕ ይጐራራሕ
7.
ውሂቡ ብኢዱ፡ ተመሊሱ ለመነ ካብ ወዱ
8.
ጭጕራፍ ስ ያ፡ ባዕላ ወቒዓ ተእውይ
9.
ውሕጅ እንተ ኢመፅአ፡ መንገዲ ማይ ፅረግ
10.
ኣፍንጫ እንትይውቃዕ፡ ዓይኒ ይነብዕ
11.
መለበም ያ ኣይይግበርካ፡ መለበምን ከ ኣይይኽላእኻ
12.
ብ ማይ ፀባ ዝሰኸረ፡ ብ ኻሕሳ ዝኸበረ የልለን