ፀበበ

ግስ noun
ንስሱ ይፀብብብ ይፀብበንኒ ይፀብበንና ይፀብበክካ ይፀብበክኪ ይፀብበክኩም ይፀብበክክን ይፀብቦ ይፀብባ ይፀብቦም ይፀብበን
Derived Nouns and Adjectives

መፅበቢት፥ መፅበብታት፥ መፃበብታት፥ ምፅፅባብ፥ መፃብቦ፥ ፀባባቢ፥ ፅብብቲ፥ ተፃባቢት፥ ተፀባበብቲ፥ ምፅፅፅብባብ፥ ኣፅበብቲ፥ ፅቡባት፥ ፅባብ፥ ኣፅባቢ፥ ፀበባ፥ ፀባበብቲ፥ ፅብብባባት፥ ተፃባቢ፥ መፃብብቲ፥ መፅፃበቢ፥ መፅፃብብቲ፥ ኣፅፃበብቲ፥ ፀባቢት፥ መፅፀባብብቲ፥ ተፀባባቢ፥ መፅፀባበቢ፥ መፀባብብቲ፥ ፀባባቢት፥ ፅባባት፥ መፅፃበብታት፥ መፅበቢ፥ ፀበብቲ፥ መፃበቢት፥ ኣፅባቢት፥ መፅፀባበቢት፥ መፀባበቢት፥ ምፅባብ፥ ምፅብባብ፥ ፀባቢ፥ ኣፅፀባባቢ፥ ኣፅፃባቢት፥ ተፃበብቲ፥ ፅቡብ፥ መፅፀባበብታት፥ ምፅፅብባብ፥ ኣፅፀባበብቲ፥ መፅፃበቢት፥ ተፀባቢ፥ መፀባበቢ፥ ተፀባባቢት፥ መፀባበብታት፥ መፃበቢ፥ ፅብብባብ፥ ኣፅፀባባቢት፥ ተፀባቢት፥ ተፀበብቲ፥ ኣፅፃባቢ

ፀበበ

xref noun
1. angustum esse

Contextual Use

ብፍላይ ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ መንግስቶም ብተደጋጋሚ ዝቐረቡ ነቐፌታታት እቲ ምርጫ ንኹሎም ተወዳደርቲ ፓርትታት ማዕረ ዕድል ዘይህብን ፖለቲካዊ ሃዋህው እውን ሕጊ ፀረ ሽብ ከምዝኣመሰሉ መንግስቲ በብእዋኑ ብዘውፅኦም ሕግታት ስለዝፀበበን ዴሞክራሲያውን ፍትሓውን ከምዘይኸውን ሕቶታት ቐሪቦም ነይሮም ዝተረኸበሉ
ቅድሚ ኢታ ማጆር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ምንባሮም ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ፖሊት ቢሮን ህውሓት ከምኡ እውን ኣባል ፈፃእሚ ስራሕ ኢህወዴግ ዝነበሩ ጀነራል ፃድቃን ‘’ቀንዲ ምኽንያት ናይዚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ብሰንኪ እናፀበበ ዝመፀ ናይ ዴሞክራሲያዊ ሃውህው እዩ’’ ኢሎም ዝተረኸበሉ
ብመሰረት ትንታነ ዶክተር ኣሰፋ እቲ ሰጉምቲ ተወሲድሉ ዘሎ ስጉምቲ ኣብቶም ዝሓለፉ 25 ዓመታት እቲ ፖለቲካዊ ከይዲ እናፀበበ ስለዝመፅአ፡ ሕዚ ስፍሕ ክብልን በዚ ኣቢሉ ዝሓሸ ነፃነት ሂብካ፣ ምስ ህዝቢ ተመያይጠካ ምስቶም ወከልትን መራሕትን ተቓወምቲ ውድባት ተዘራሪብካ ለውጢ ንምምፃእ ዝዓለመ እዩ ብምባል ይትርጉምዎ ዝተረኸበሉ
ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ ተቃወምቲ ፓርቲታት ተሓባቢርካ ብዛዕባ ምስራሕ ኣመልኪቱ ንዝቀረበሎም ክምልሱ ከለው፣ብጠንቂ ገለ ተቃወምቲ ፓርቲታት ክላዓል ዝምነይዎ ዓይነት ፅድያ ዓረብ እናፀበበ‘ዩ መፂኡ ኢሎም ዝተረኸበሉ
ኢህወደግ ካብ‘ቲ ናይ 1997 ሃገራዊ ምርጫ ኣዝዩ ብዝተፈለየ መንገዲ፣ኣብ 2002 ልዕሊ ቴስዓ ሚእታዊ መናብር ዝተዓወተ፣ፖለቲካዊ ባይታ ስለዝፀበበ፣ተቃወምቲ ብማዕረ ክንቀሳቀሱ ስለዘይካኣሉ‘ዩ ዝብሉ ነቀፋ ይስምዑ ዝተረኸበሉ
ንሶም ከምዝብሉዎ፥ ብቐንዱ ነቲ ሕገ መንግስቲ ዕሽሸ ምባል፥ ናይ ሓደ ፓርቲ ዓብላላይነት ምፍጣር፣ እቲ ህዝቢ መሰላቱ ንምርግጋፅ ዘኽእሎ እናፀበበ ምምፅኡ ከም ኣብነት የልዕሉ ዝተረኸበሉ