ፅማቝ (ስም noun)


    ምዓላ


    ብልሙድ ንደቀንስትዮ ጥራሕ ብዕድል ዝተወሃበ ዝመስል ዋኒን ምፅማቝ ስዋ ንዓይ ከ 'ታይ ከይብለኒ ኢሉ ደፊሩ ስለዝሰርሕ ከምዝንእድዎ ይዛረቡ ዝተረኸበሉ
    ብዙሓት ስራሕ ደቀንስትዮ እዩ ኢሎም ዝወራዘይሉ ምፅማቝ ስዋ፡ ንገብረመድህን ክምት ኣየበሎን ዝተረኸበሉ
    ሳላ ካብ ኣሞኡ ምፅማቝ ስዋ ዝተምሃረ ሰሪሑ ምንባር ቀፀለ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት