ፈተነ

ግስ noun
ንስሰን (ንስሳተን) ይፈትና ይፈትናኒ ይፈትናና ይፈትናኻ ይፈትናኺ ይፈትናኹም ይፈትናኽን ይፈትነኦ ይፈትናኣ ይፈትነኦም ይፈትነአን
ንስሶም (ንስሳቶም) ይፈትኑ ይፈትኑኒ ይፈትኑና ይፈትኑኻ ይፈትኑኺ ይፈትኑኹም ይፈትኑኽን ይፈትኑዎ ይፈትኑዋ ይፈትኑዎም ይፈትኑወን
Derived Nouns and Adjectives

መፍተኒት፥ ፈተና፥ ፈተንቲ፥ ፍቱን፥ ምፍፍታን፥ መፍፈታትንቲ፥ ፈታኒ፥ ተፈታኒ፥ መፍፋተኒት፥ ኣፍፈታታኒ፥ ፈታታኒት፥ ምፍፍፍትታን፥ ኣፍፋተንቲ፥ ኣፍተንቲ፥ ተፈተንቲ፥ ኣፍታኒት፥ መፍፈታተኒ፥ ኣፍፈታታኒት፥ ተፋታኒ፥ መፍተኒ፥ ተፋተንቲ፥ መፈታተንታት፥ ተፈታተንቲ፥ መፋተንታት፥ ፍትንቲ፥ መፍፋተንታት፥ መፍፋተኒ፥ መፍፈታተኒት፥ ፍታናት፥ ተፈታታኒት፥ ምፍትታን፥ ፍትንታናት፥ መፈታተኒ፥ ምፍፍትታን፥ መፍተንታት፥ ፈታኒት፥ ፍቱናት፥ ፈታታኒ፥ ፈታተንቲ፥ መፍፈታተንታት፥ ተፈታታኒ፥ ምፍታን፥ ኣፍፋታኒት፥ መፋተኒ፥ መፋትንቲ፥ መፈታተኒት፥ ኣፍታኒ፥ ኣፍፈታተንቲ፥ ኣፍፋታኒ፥ ተፈታኒት፥ መፍፋትንቲ፥ ፍትንታን፥ መፋተኒት፥ ተፋታኒት፥ ፍታን፥ መፈታትንቲ

ፈተነ

verb noun
1. scrutari, perscrutari, explorare, investigare, pervestigare
እፈትና፡ ለኢየሩሳሌም፡ በማኅቶት፡; ፍትንዋ፡ ከመ፡ በአት፡; እንዘ፡ ይፈትን፡ ንዋዮሙ፡; ዘይፈትን፡ ልበ፡ ወኵልያተ፡; ፍትን፡; በእንተ፡; ለኀሢሥ፡ ወለፈቲን፡ በእንተ፡ ኵሉ፡; ለኵሉ፡; ዘተገብረ፡; እስኩ፡ ፍትን፡ ለሊከ፡ በልብከ፡ በአይቴ፡ ይቀልል፡ አበሳ፡ በዲበ፡ ምድር፡ ወሚመ፡;
2. tentare, probare, examinare
ኣረስኖሙ፡ ወእፈትኖሙ፡; ለንዋየ፡ ለብሓ፡ እሳት፡ ይፈትኖ፡; ፈተነኒ፡ ከመ፡ ወርቅ፡; ይፍትንዎ፡ ሕገገ፡;

Contextual Use

ፈተነኒ፡ ከመ፡ ወርቅ፡ ዝተረኸበሉ
ኤርትራዊ ሰዓረ ፍቓዱ፡ ሰበስልጣን እስራኤል፡ ንስደተኛ ብቀስትታት ጭንቂ ኣካቢቦም ብስነ አእምሮን መንብሮን ኣናዊጾም ካብ ሃገሮም ነፊጹ ክወጽኣሎም ኣሎ ዝበሃል ፈተነታት ይገብሩ ብምህላዎም ብምሕባር " ነቲ እማመ ድሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታትን ብዙሓት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ድሮ ይቃወምኦ ስለዘለዋ፡ ስደተኛታት ተጫኒቖም ክወጽኡ ክደፍኦም ብምድላይ እንተዘይኮይኑ ብሓይሊ ክሰጉዎ ኣይክእሉን እዮም ዝብል እምነት እዩ ዘሎኒ" ይብል ዝተረኸበሉ
ምስ ምኽትል ፕሬዝዳንት እቲ ዩኒቨርስቲ ብምዃን ንቶም ተምሃሮ ዘዘራረበ ፕሬዝዳንት ተምሃሮ ዩኒቨርስቲታት ኢትዮጵያን ፕሬዝዳንት ተምሃሮ ዩንቨስርቲ ኣዳማን ዝኾነ የሱፍ ኢብራሂም ኣጀማምራ እቲ ፅልኢ እንትገልፅ እቶም ተምሃሮ ብቴሌቪዥን ኩዕሶ እግራ እናረአይ ከለው ብናይ ኦሮሚያ ቴሌቪዥን ዝመሓላለፍ ሰሙናዊ ድራማ ንምርኣይ ዝደለዩ ተምሃሮ ነቲ ቻናል ብምቕሮም ትግራዋይ ተምሃሪ ዝኾነ ድማ ናብቲ ዝነበሮ ናይ እግሪ ዂዕሶ ቻናል ክቕይር ኣብዝፈተነሉ እዋን ኣብ መንጎ ክልተ ተምሃሮ ባእሲ ተፈጢሩ ይብል ዝተረኸበሉ
ኣብ ምንቅስቓሳት ናጽነት ብኣካል ብምውሳእ፡ ኣብ መስርሕ ከቢድ ዋጋ እናኸፈሉ ንራእይ ናጽነት ኣብ ባይታ ኣውሪዶም ዝፈተኑ፡ ኣሰናዳኢ "ሓንቲ ኤርትራ" ብምዃን ንስምረት ኤርትራውያን ዝጸዓሩ፡ በቲ ዝጽዕርሉ ዝነበሩ ምኽንያት ድማ ኣብ ዘይተኣደነ ፈተነ ዝኣተዉ፡ እናወደቑ እናተንስኡ ብዘይ ዕረፍቲ 'ኤርትራ ንኤርትራውያን' እናበሉ ንሰደት ከምርሑ ዝተገደዱ፡ ኣብ ስደት ቓልሶም ብምቕጻል ንልባት መንእሰያት ኤርትራ ብምስላብ ዘርኢ ሃገራውነት ዝተኸሉን ንኽዓቢ ዝዀስኰሱን ተባዕን ሕፉርን ሰብ'ዮም ነይሮም ዝተረኸበሉ
ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ፡ ካብ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ብስልክን ኢመይል ርእይቶ ክንረክብ ዝገበርናዮ ፈተነ ኣይተዓወተን ዝተረኸበሉ
እዞም ክልተ ፋርማሲስት መንእሰያት ንዓመትን ክልተ ወርሕን ዝስወሰደ መጽናዕቲ ድሕሪ ምግባር ንሕማም ዓሶ ከመሓላልፍ ዝኽእላ ጣንጡ ኣብ ደረጃ ላርቫ (larva stage) እንከለው ዝቐትልን ነተን እኹላት ጣንጡ ከኣ ዘህድምን ጸረ ጣንጡ መድሃኒት ካብ ቆጽሊ ናይ ሓንቲ ገረብ ዝርከብ ፍሉይ ባእታ ኣነጺሮም ብምውጻእ ኣብ ሃገራዊ ላባራቶሪ (entomology LAB) ብተደጋጋሚ ፈተነ ድሕሪ ምክያድ ውጺኢቱ ብሉጽ ኮይኑ ተረኺቡ ዝተረኸበሉ