ምራኽ (ስም noun)


    ምዓላ


    ናይ ኢትዮጵያ ግን ናይ ምድቓል፣ ጥዕናን ኣቀላልባን እንስሳ ስለዘይተሰርሐሉ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተወለዱ ምራኹት ዋላ እውን ሓደ ዓይነት ዘርኢ ይሃልዎም ምራኽን ብዕራይን እዮም ዝመስሉ ዝተረኸበሉ
    ኣብ መናእኸል ሃገር ዓብይ ጽዕንቶ ዝነበሮ ህወሓት ወሰን ምሓዙ ሓደ ጸገም ኮይኑ፡ ነዚ ስዒቡ ኣብ መንጎ ኦዴፓን ኣዴፓን ዝፍጠር ዘሎ ምትሕርፋፍ 'ኣብ ርእሲ ድኽነት ምራኽ ይሞተን' ከምዝበሃል እዩ ዝተረኸበሉ
    ስእሊ ናይቲ ምስቲ ናይቲ ከባቢ በረድ ተመሳሲሉ ዝረአ ምራኽ (ውላድ) ዓጋዜን ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ድሕሪ ምዝርግሑ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣድነቕቲ ኣጥርዩ ኣሎ ዝተረኸበሉ
    ተኽሊት ሓዉን ካልኦት ክልተ ኣሓቱን ናብ ስዑዲ ንምስጋር፡ ብማእኸላይ ክሳብ 50 ሽሕ ብር ተወሳኺ ወጻኢ ስለዝሓቶ "ኣብ ልዕሊ ድኽነተን ምራኽ ይሞተን" ኮይንዎ'ሎ ዝተረኸበሉ
    "ኣብ ርእሲ ድኽነተን ምራኽ ሞተን" ከምዝብሃል፥ ብኽልቲኡ ገፅ ከም ደንሳ ዝዓይነቶም ተመዛበልቲ ዘላቒነት ዘለዎ ፍታሕ ምርካብ ሕማም ርእሲ ኮይኑ ኣሎ ዝተረኸበሉ
    ከምቲ ልሙድ ነቲ ህዝቢ ንምምራኽ፡ ንዝተፈጠሩ ጸገማት እቲ ኣመራርሓ ተሓታቲ ከምዝኾነ'ኳ እንተቐመጠ ፍሉይ ነገር የብሉን" ይብሉ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት