ቆርቆሮ (ስም noun)


    ምዓላ


    ካብ'ቶም መንበሪኦም ንክፈርስ ዝተኣዘዙ ነባራይ'ታ ከተማ ሓደ ክዛረቡ ከለው፡ቤተይ ካብ ኣፀይ ሃ/ስላሰ ጀሚሩ ዝተዋሃበኒ ገዛ'ዩ፡ ፍልሖ ስለሸገረኒ ቆርቆሮ ንክኸድን ዝወስውኽዋ ባንዴሳይ ክተፍርሳ ኣለካ ኢሎምኒ ይብሉ ዝተረኸበሉ
    ብላዕሊ ዝመፅእ ፀላኢ ናብ መሬት ኣዘባ ክሰግር እንተኾይኑ ናይ ግድን ነቲ ዝተነደቐ እምኒ ወይ ነቲ ቆርቆሮ ማዕፆ ደርጓዕ ምባሉ ስለዘይተርፍ ነዚ ድምፂ ተኸታቲሎም ፀላኢ ምምፅኡ እንተረጋገፁ ጠያይቲ እናተኮሱ ንታሕቲ ምውራድ እዩ ዝተረኸበሉ
    ወ/ሮ ሽዋየ ንባዕለን ኣርባዕተ ኣባጊዕ፣ 20 ደርሁ ዝወነና እንትኾና ክልተ ክፍሊ ቆርቆሮ ገዛ ብምስራሕ ድማ ኣብ ዝሓሸ ብርኪ መነባብሮ ይርከባ ዝተረኸበሉ
    ንሱ ድማ በተን ሞት 350 ደርሁን ብርሰት 300 ቆርቆሮ ዘለዎ ሰፈር ደራሁትን ከፍትን እንተይተደናገፀ ሓደ መሓንቕ ቃልሲ ምዃኑ ቆፂሩ ንቅድሚት ቀፂሉ ዝተረኸበሉ
    ንሱ ከምዝብሎ እንተደኣ ኾይኑ፡ እቲ ሽቓቕ ካብ መሕደሪ ክፍሊ ተምሃሮ ርሒቑ ካብ ቆርቆሮ ዝተሰርሐ ብምዃኑ፡ ምሸት ተምሃሮ ወፂኦም ክጥቀሙ ይፅገሙ እዮም ዝተረኸበሉ
    ንሱ እውን 300 ቆርቆሮ ዝኸደኖ ሰፈር እተን ሽዱሽተ ፀባ ላሕምን ደርሁትን እቲ ቆርቆሮ ንክዝሕል ብላዕሊ ሳዕሪ ከዲንዎ ነይሩ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት