እንጣጢዕ (ስም noun)


    ምዓላ


    ቀፂሉ ስርሒት ሮማዊያን ዝኾነ ቅራረት ገዚኡ፥ ፈትሊ አእትዩ ኣብ ክንዲ ላምባ ዘይቲ እንጣጢዕ መሊኡዎ ዝተረኸበሉ
    ኣብ ኸባቢ ዓድዋ ጣብያ ስምረት ዝብሃል ናይ ባዕሎም ሕርሻ ኸምዘለዎምን፡ ኣብ ኸባቢ ኸተማ ድማ ብጭረታ ዝሓዝዎ ሰፊሕ መሬት ከምዘለዎም ዝገለጹ ኣቶ ማርቆስ ዮሃንስ፡ ጣፍን ዳጉሻን ኸምኡ`ውን ብርስንን እንጣጢዕን ዘሪኦም ከምዘለዉ ሓቢሮም ዝተረኸበሉ
    ሎሚ ግን ግርምቢጥ እቲ ገዛኢ ብልዒ ፀብሒ ሽሮ ኮይኑ፡ ብፍላይ ኣብ ዝተፈላለየዩ ከባብታት ትግራይ ብስፍሓት ንምግብነት ዝውዕሉ ከም ደቐቖ፥ እንጣጢዕን ሕልበትን እውን ብበዝሒ ሓቢሮም ይቐርቡ እዮም ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት