ፈልሲ (ስም noun)


    ምዓላ


    ሕዚ እታ ክለብ ካብቲ ኣቐድም ኣቢሉ ብርእሰ መምህር ዝተገለፀ ስራሕቲ ብተወሳኺ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣሕምልቲ ገደና ስለዘተኣታተወት ኣርባዕተ ሽሕ ፈልሲ ኣሕምልቲ ብምፍላስ ንሕብረተሰብ ኣቕሪባ እያ ዝተረኸበሉ
    ኣብ ዙርያ ቅናት ጎቦ ጮምዓ ብሰብ ሃብትን ግዱሳት ውልቀ ሰባትን 30 ሽሕ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ፈልሲ እውን ከምዝተተኸሉ ካብ ኣይተ ገብረህይወት ዝተረኸበ መረዳእታ ይነግር ዝተረኸበሉ
    እቲ ካልኣይ ልምዓት ደኒ ኮይኑ ማረት ጣብያታት ፈልሲ ብምድላው ኣብ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ዳግመ ግረባን መደባዊ ዛላን ሓምለዋይ ልምዓት እናፈጠረት ትርከብ ዝተረኸበሉ
    ብተዛማዲ ዜና ኣብ ትግራይ ካብ ሰነ 15 ክሳብ ሓምለ 15 ኣብ ዘሎ ግዜ 2.2 ቢልዮን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ፈልሲ ንምትካል ዘድሊ ምስንዳእ ከምዝተወገነ ኣይተ ፅገ ወሲኾም ተዛሪቦም ዝተረኸበሉ
    እዚ ቀረፅ ድማ ኣብ ኦሮሚያ መሰረተ ልምዓት ክትሃንፅ፣ ፈልሲ ክትተክልን ትካላት ጥዕና ትምህርቲ ንምስራሕን ይውዓል ኢልካ ምስራሕ ትኽእል ኢኻ ዝተረኸበሉ
    እቶም ባህላዊ ስርዓታት ተፈልሲሞም ሙሁራት ዝፈጠሩዎም ዘይኮኑ፡ እናተጋገኻ እናተምሃርኻ ብእትኸደሉ ኣገባብ'ዮም ተሰሪሖም ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት