ኣብ እቱ መእተዊ፡ ሓደ ፊደል ኣእትዉ። ድሕሪኡ "ኢንተር" ጠውቑ። እቱ ፕሮግራም፡ እቱ ፊደል ምስ ዓሌቱ ክይዝርዝረልኩም እዩ። ምስልታት ብ እቱ ፊደል ዝይጅምሩ ቃላት እውን ክየርእየኩም እዩ። ካልእ መንገዲ፡ ናብ ሰሌዳ ፊደላት ከይድኩም ኣብ ሓደ ፊደል ጠውቑ።
ኣብ ኣፍሪካ ወይ ኤሽያ ዝይርከብ፡ ኣዝዩ ግዙፍ፥ ረጒድ ዝቘርበቱ፥ ኣብ ኣፍንጭኡ ሓንቲ ቀርኒ ዘላቶ እንስሳ ዘገዳም።