ኣብ እቱ መእተዊ፡ ሓደ ፊደል ኣእትዉ። ድሕሪኡ "ኢንተር" ጠውቑ። እቱ ፕሮግራም፡ እቱ ፊደል ምስ ዓሌቱ ክይዝርዝረልኩም እዩ። ምስልታት ብ እቱ ፊደል ዝይጅምሩ ቃላት እውን ክየርእየኩም እዩ። ካልእ መንገዲ፡ ናብ ሰሌዳ ፊደላት ከይድኩም ኣብ ሓደ ፊደል ጠውቑ።
ትትጊ ዝተፈላለዩ ነገራት ዝይምገብ፥ ነዋሕቲ ኣጭፋር ዘለዎ፥ ቆፎ ንህቢ ኣጥቂዑ መዓርን ሓሰኻ ንህብን ዝይምገብ እንስሳ ዘገዳም እዩ።